Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 2.0

3

Pro hodnocení programu se prosím nejprve přihlaste

Staženo
5 ×
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር፣ ብሄራዊ ተመክሮ፣ ሓቂ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ፣ ትምህርቲ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።
  • Verze programu

    2.0

  • Poslední aktualizace od vývojáře

    28. 9. 2017

  • Počet stažení za měsíc

    0 ×

  • Velikost

    2,3 MB

  • Potřeba instalace:

    Ano

  • Web autora

    Afromium Digital Solutions

Zobrazit více
Přejít do Google Play
Zdarma

Sdílet

TIP: Stahují se vám programy pomalu? Změřte si rychlost svého internetového připojení.